ወዲ ሃብታምን ወዲ ድኻን
ሮበርት ኪዮሳኪ
ትርጕም፤ ዮናታን ብርሃነ
ሮበርት ኪዮሳኪ ንዓሰርተታት ሚልየናት ሰባት ኣብ ገንዘብ ዘሎዎም ኣጠማምታ ከም ዝቕይሩ ገይሩዎም እዩ። ኣብ ገንዘብን ወፍርን ዘሎዎ ኣጠማምታ ኣንጻር‘ቲ ንነዊሕ ዝጸንሐ ኣጠማምታ ብምዃኑ፡ ሮበርት ብግሉጽ ኣዘራርባኡን ድፍረቱን ከም ውፉይ ተጣባቒ ገንዘባዊ ትምህርቲ ዓለምለኻዊ ተፈላጥነት ኣጥርዩ ይርከብ።
ቍጽሪ 1 መጽሓፍ ትምህርቲ ገንዘብ!
ንኽትህብትም ልዑል እቶት ከም ዘየድልየካ ትምህር
ገዛኻ፡ ጸጋኻ ከም ዘይኮነት ተረድእ
ወለዲ፡ ንደቆም ብዛዕባ ገንዘብ ናይ ቀደም ምኽሪ ኸይመኽሩዎም ተጠንቅቕ
ብዛዕባ ፍልልያት ጸጋን ጾርን ተነጽር
-
ዓመተ-ሕትመት፤ 2021
ብዝሒ ገጻት፤ 212
ዓቐን፤ 12 ሰሜ x 17 ሰሜ
-
“ወዲ ሃብታምን ወዲ ድኻን፡ ገንዘባዊ መጻኢኡ ኽቈጻጸር ንዝደሊ ሰብ ኣገዳሲት መበገሲት እያ።”
USA Today
