ቃለ-መሕትት ኣሃዱ ደስታኣለም ምስ ሳሙኤል ዑቕባይ
ኣሃዱ ደስታኣለም፡ ኣብ ሚያዝያ 2023፡ ኣብ ናይ ሳሙኤል ዑቕባይ መደብ ዘካየዶ ቓለ-መሕትት።
ቃለ-መሕትት ዮናታን ብርሃነ ኣብ The Don Dinar Show
ዮናታን ብርሃነ፡ ኣብ ለካቲት 2023፡ ኣብ The Don Dinar Show ዘካየዶ ቓለ-መሕትት።
ቃለ-መሕትት ዮናታን ብርሃነ ምስ ሳሙኤል ዑቕባይ
ዮናታን ብርሃነ፡ ኣብ ሚያዝያ 2023፡ ኣብ ናይ ሳሙኤል ዑቕባይ መደብ፡ ዘካየዶ ቓለ-መሕትት።
7 ሕቶታት ንደረስትና - ፈንቅል ዘርኣይ
ፈንቅል ዘርኣይ፡ 'መኖም'ዩ ተበዲሉ - 1'፡ 'ዓስቢ እምነት ጭካነዶ' ከምኡ'ውን 'መኖም'ዩ ተበዲሉ - 2' ዘርእስተን ልብወለድ መጻሕፍቲ ዘሕተመ ደራሲ እዩ።
7 ሕቶታት ንደረስትና - ዕቝባገብርኤል ጴጥሮስ
ዕቚባገብርኤል ጴጥሮስ፡ ሓይሊ ራእይ ዘርእስታ መጽሓፍ ኣብ ኣሕተምቲ ደርማስ ዘሕተመ፡ ኣብ ፍልስፍናን ታሪኽን ኣተኲሩ ዝጽሕፍ ደራሲ እዩ።
7 ሕቶታት ንደረስትና - ሓድሽ መጐስ
ሓድሽ መጐስ፡ ምስለይ ዘርእስታ ናይ እኩብ ግጥምታት መጽሓፍ ኣብ ኣሕተምቲ ደርማስ ዘሕተመ፡ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታትን ኣጋጣሚታትን ግጥምታቱ ዘቕረበ ገጣሚ እዩ።
7 ሕቶታት ንደረስትና - ኣሃዱ ደስታኣለም
ኣሃዱ ደስታኣለም፡ ‘ሃሪ ፖተር፥ እታ እምነ-ተኣምራት’፣ ‘ትርጒም ምንባር’፣ ‘ተፈታውን ተሰማዕን ንምዃን’ ከምኡ’ውን ‘ኣቶማዊ ልምድታት’ ዘርእስተን ኣርባዕተ ናይ ትርጕም መጻሕፍቲ ኣብ ኣሕተምቲ ደርማስ ዘሕተመ ጸሓፋይ እዩ።
7 ሕቶታት ንደረስትና - ፍጹምብርሃን ዘርእስላሴ
ፍጹምብርሃን ዘርእስላሴ፡ ኣብ ኣክራ ዝተረኽበ ብራና ዘርእስታ ናይ ፓውሎ ኮልዮ መጽሓፍ ናብ ትግርኛ ተርጒሙ ኣብ ኣሕተምቲ ደርማስ ዘሕተመ ጸሓፋይ እዩ።
