ብዛዕባና | About us

ኣሕተምቲ ደርማስ ካብ 2021 ጀሚሩ፡ ናይ ልብወለድ፡ ግጥሚ፡ ታሪኽ፡ ፍልስፍና፡ ስነ-ኣእምሮ፡ ነብሰ-ምዕባለ፡ ምሕደራ ገንዘብ፡ ዋኒንን ካልኦትን ዝኣመሰሉ ዝተፈላለዩ መጻሕፍቲ የሕትም።

Since 2021, Dermas Publishers has published a wide range of books, including fiction, poetry, history, philosophy, psychology, self-help, finance, business, and more.

ንስራሕና ዝምልከት ሕቶታት ይኹን ርእይቶታት ምስ ዝህልወኩም በዚ ጽሓፉልና።