The book The Fault in our Stars in Tigrinya.

ኣበር ከዋኽብትና

ጆን ግሪን

ትርጕም፤ ሄርሜላ ተኪኤ

ዋላ‘ኳ ንምስፍሕፋሕ ጥረኣ ዘጕድል ተኣምራዊ ሕክምና እንተ ተረኽበ፡ ናይ ሄዝል መፈጸምታ ግን ገና ክትሓምም ከላ እዩ ተጻሒፉ። ምስ ኣጋስተስ ዋተርስ ዝተባህለ ሰብ ኣብ ናይ መንሽሮ ናይ ሓገዝ ጕጅለ ምስ ተላለየት ግን ናይ ሄዝል ዛንታ ምሉእ ብምሉእ እዩ ተለዊጡ።

ኣበር ከዋኽብትና ነቲ ልቢ ዝሰልብ፡ ዘስሕቕን ዘሕዝንን ሸነኻት ናይ ምንባርን ፍቕርን ብዘደንቕ ኣገባብ ዳህሲሳቶ ኣላ።