ምዕራፍ 3

ወርቃዊ ዓንኬል

Concentric circles

ምዕራፍ 4

ናይ ወርቃዊ ዓንኬል ደረጃታትን ሰለስተ ዓበይቲ ደረጃታት ሓንጎልን

Two diagram sketches

እቶም ኮኾብ-ከብዶም ወያባት፡ ኮኾብ ዘሎዎ ኸብዲ ነይሩዎም። እቶም ሌጣ-ኸብዶም ወያባት ግን ዋላ ሓንቲ ኣይነበሮምን። እተን ከዋኽብቲ ዓበይቲ ኣይነበራን፣ ኣዝየን ንኣሽቱ እየን ነይረን። ከምዚ ዓይነት ንእሽቶ ነገር ዘገድሶም ምዃኑ ኣገሪሙካ ይኸውን እዩ።

ደሓር ግን ኣቶ ሲልቨስተር ዝተባህለ ህበይ ሓንቲ ፍልይቲ ማሺን ኣዳለወ’ሞ ኸምዚ በሎም፤ “ከም ኮኾብ-ከብዶም ወያባት ኮኾብ ደሊኹም? ፍቱዋት ብጾት፡ ብሰለስተ ዶላር ክትረኽቡወን ትኽእሉ ኢኹም!”

Two cartoon storks walking along a lakeshore with trees in the background.

ምዕራፍ 7

ሕጊ ዝርጋሐ ምህዞታት

Bell curve graph showing 2.5%, 13.5%, 34%, 34%, 16% percentages from left to right.

ምዕራፍ 8

Diagram showing

ምዕራፍ 9

arrows pointing
A diagram illustrating

ምዕራፍ 12

Line graph