Image 1 of 1
ዘርፈደ ምሕረት
ኣዛሄል ፍጹም
ልብወለድ መጽሓፍ
"ኣብ ቀረባ መዓልታት ሕጸ ክንገብር ኣለና። እቲ ንዓይ ክትሕግዘኒ ዝግበኣካ ሓገዝ እዚ'ዩ።" ዘረባኣ ኣጽዓቐቶ። ናይ ምልምላም እዋና ሽርብ እንተበለ ኣይዓጣን'ዩ። ኣብ ፖለቲካዊ መትከሎም ዝተለማለሙ ኤርትራውያን ሓርበኛታት ኣበይ ከም ዘለዉ ኣጸቢቓ ትፈልጥ'ያ። ንሳ'ውን ኣብ ፍቕራዊ እምነታ ምጽዓቕ ጥራይ መረጸት።
"ተኸፊሉ'ዩ። እቶም ኣብ ደገ ኩርምይ ኢላ ምስ ዛሕሊ ኣስመራ እናተመላለሰት "ስለ ማርያም" ኢላ ንእትልምኖም ኣደ፥ ሓንቲ ናቕፋ ንኸይቶኹቡ ልግሲ ልቦም ዘትረሩ፥ ኣብዚ መጺኦም ግን ንፍሽኽታን ዳንጋን እናረኣዩ ዓሰርተታት ቲፕ እናገደፉ መዕቆቢ ኣዳማዊ ዋዒዖም ዘናድዩ ዓያሹ፥ ናብራ ሎሚ ጥራይ ዘገድሶም ርጉጣት ልቢ ዝበልካዮም ከፊሎሞ'ዮም።