Image 1 of 1
ዮናድያ
€17.00
ዓወት መድሃኔ
ልብወለድ መጽሓፍ
"... ንተስፋ ዘፋኹስ እኳ ኣይፈቱ፣ ሰብ ብሕምቐቱ ንሰብ ከይበከለ እንተዝመውት ምሓሾ፣ ተስፋ ሓደጋ፡ ገዛእርእሱ'ውን ሓደገኛ ምዃኑ ከይፈለጡ ዝቶኻትኽዎ ፈተንቲ እዮም። ህርመት ልቦም ቅልስ ኣንጻር ቕንዕቲ ሂወት እናዘየመ፡ እንኮ ዝገብርዎ ከኣ ብስምዒታቶም ትስፉዋት ምብካል እዩ፣ ብዓውታ ከኣ እዮም እናተዛረቡ ጽባሕ ባዕላ ትፈልጥ ዝብል ርእሰ ዓንቐጽ ኣብ ርእሶም ዝመላለሶም።"