ትካልካ ብኸመይ ተዕቢ

€17.00

ኣሌክስ ብላይት (ትርጕም፤ ሳሙኤል በየነ)

ንነዊሕ-እዋን ዝቕጽል ዕዉት ዋኒን ክትሃንጽ እንተ ደሊኻ ድልዱል መሰረት ዋኒን ክትሃንጽ ኣሎካ።

ትካልካ ብኸመይ ተዕቢ ድማ እዚ እያ ተርእየካ። ካብዛ መጽሓፍ’ዚኣ እትምሃሮ፤

* ብኸመይ ሓላፍነት ብምሃብ ዋኒንካ ተዕቢ

* ብኸመይ ዘድልዩኻ ሰባት ረኺብካ፡ ክእለቶም ተማዕብል

* ብኸመይ ምስ ዓማዊልካ ብልጹግ ዝምድናታት ትፈጥር

* ብኸመይ ገንዘብካ ብምምሕዳር መጻኢ ዋኒንካ ተውሕስ

ትጅምር ዲኻ ዘለኻ ወይስ ዋኒንካ ተዕቢ፡ ክኢላ ሸያጢ ዲኻ ክትከውን እትደሊ ወይስ ገንዘብካ ኸተመሓድር እዛ መጽሓፍ’ዚኣ ንኸማኻ ዝኣመሰሉ ሰብ-ዋኒን ዝተዳለወት እያ።