መኖም'ዩ ተበዲሉ? (ቀዳማይ ክፋል)

€17.00

ፈንቅል ዘርኣይ

ልብወለድ መጽሓፍ

ብቤት ትምህርቲ ዋርሳይ ይከኣሎ ሳዋ ናይ ዝሓለፉ ተመሃሮ ሓድሕዳዊ ፍቕርን ምትሕልላይን፡ ሓቀኛ ምሕዝነትን ዕርክነትን፡ ተራ መምህራን፡ ፍቕርን ሓልዮትን ኣለይትን፡ ዓስቢ እከይ ተግባራትን ሽርሕታትን እተዘንቱ፡ ኣብ ዘንጠልጥል ትልሚ ዝተሃንጸት ፍቕራዊት ልብወለድ።