ኣጸሓሕፋ ጽሑፈ-ፊልም

€17.00

ጌታቸው ሰናይ፡ ሚኪኤል ልኡልሰገድ (ትርጕም፤ ረሓሰ ዕቑባሚካኤል)

ብዙሓት ሰባት ኣብ ዝተፈላለየ ናይ ስነ-ጥበብ ጽላታት ሓያልን ዘቃጽል ስምዒትን እናሃለዎ ዝሰርሕዎ ስነ-ጥበባዊ ስርሓት ምልኣት ክህልዎ ካብ ብተሞኩሮ ጥራይ ብትምህርትን ኣፍልጦን ዝተሰነየ ክኸውን ዝብህጉ ውሑዳት ኣይኮኑን። ስለዝኾነ ድማ ኣብ ዝተፈላለየ ሓጸርቲ ስልጠናታት እናተሳተፉ ንተመኩሮኦም ብትምህርቲ ከሰንይዎ ላዕልን ታሕትን ክብሉ ይርኣዩ እዮም፡፡ ፊልም ውን ከም ሓደ ስነ-ጥበባዊ ዕዮ ከም'ኡ ስራሕ ከም ስራሕ ጀሚሩ ክሳብ ዝውዳእ ብብዙሕ ላዕልን ታሕትን ዘለዎ መስርሕ ክሓልፍ ግድነት እዩ፡፡ ሓደ ካብ'ኡ እቲ መሰረታዊ ዝኾነ ናይ "ኣጸሓሕፋ ጽሑፈ-ፊልም" ኣፍልጦ ክህልወካ ወሳንን ኣገዳስን ነገር እዩ፡፡