ጕድጓድ ንፈሓሪኣ

€17.00
Sold Out

ሲድኒ ሸልደን (ትርጕም፤ ነጋ ወልደጊዮርጊስ)

እዛ መጽሓፍ ክልተ ሓያላን ደቂ ኣንስትዮ ምስ ዓብን ዓርሞሸሽን ትካል ዝገብርኦ ቕልስ እተዘንቱ'ኳ እንተኮነት፣ ብቐንዱ ግን ነቲ ኲነታት ኣየር ብምቑጽጻርን ናብ ረብሓኻ ብምውዓልን ሓያላን ሃገራት ዓለምና ነቲ ተራ ሓረስታይን ህዝብን ዓለምና ከይተረድኦ ክሳቐ ዝፈርዳሉ ሓይሊ ኣጥርየን ምህላወን እያ ትጸዊ። ሲድኒ ሸልደን ከኣ በቲ ልቢ ዘንጠልጥል ኣዘናትዋኡ ዓቢ ምስጢር ሒዙልና መጺኡ ኣሎ።