በረኸት ምስግና
ሕዋስ ዘይብሉ መበቆሉ ዝሓለወ ቋንቋ፥ ንባህልን ልምድን ሕብረተሰብ ከምኡ'ውን ሕርኽራኽ ዘይብሉ ዋሕዚ፡ ንናይ ወዲ ሰብ ስስዐ፡ ተንኮል ጭካነ በቲ ኻልእ ድማ ልቦና፡ ትዕግስቲን ንጸገማት ብኸመይ ብውሕልነት ከም ዝፍታሕን እተንጸባርቕ ልብወለድ።