Image 1 of 1
ሓይሊ ሕጂ
€22.00
ኤክሃርት ቶል (ትርጕም፤ ጎይትኦም ሳህለ)
መንፈሳዊ መምርሒ ንቕሓተ-ኣእምሮ
ናብ ሓይሊ ሕጂ ጕዕዞ ንምግባር፡ ነቲ ናይ ትንተና ኣእምሮናን ነቲ ናይ ሓሶት ዝፈጠሮ መንነትናን ማለት ኢጎ ሓዲግና ክንከይድ ኣሎና። ካብ'ዚ ብርቂ መጽሓፍ ናይ መጀመርታ ገጽ ጀሚሩ፡ ፍዅስ ዝበለ ኣየር ናብ እነስተንፍሰሉ ናብ ዝለዓለ ብራኸ ብቕልጡፍ ክንሰጋገር ኢና። "ክንዮ'ቶም ንውልደትን ሞትን ዘቃልዑ ማእለያ-ኣልቦ ዓይነታት ህይወት ዘለኣለማዊ፣ ኩሉ ግዜ ዝርከብ ሓደ ህይወት" ክንራኸብ ኢና። እቲ ጕዕዞ በዳሂ እኳ እንተ ዀነ፡ ኤክሃርት ቶል ክመርሓና፡ ቀሊል ቋንቋን ኣገባብ ዘየሸግር ሕቶን መልስን ይጥቀም።