ገዛእ-ርእስኻ ምፍላጥ

€22.00

ሮቢን ሻርማ (ትርጕም፤ ጎይትኦም ሳህለ)

ሓጐስ ጕዕዞ'ዩ ናይ መወዳእታ መዕለቢኻ ኣይኰነን። ሎሚ ተመሊሳ ኣይትመጽእን እያ'ሞ ብግቡእ ንበራ። ነቶም ንኣሽቱን ብቐሊሉ ዝርከቡን ምንጭታት ናይ ሓጐስ ዘንጊዕካ፡ ነቶም ገዘፍቲ መሲሎም ዝረኣዩኻ ኰይኑ ግና ትርጕም ዘይህቡ ምንጭታት ሓጐስ ብምህዳን ግዜኻ ኣይተባኽን። ህድእ በል። ኣብ ከባቢኻ ብዘለዉ ጽባቐ ነገራት ተሓጐስ።