መርሖታት ዓወት

€22.00

ብርያን ትሬሲ (ትርጕም፤ ጎይትኦም ሳህለ)

ግዜኻ ብብቕዓት ተጠቒምካ ሸቶኻን ራእይኻን ብቕልጡፍ እተዐውተሎም 21 ዓበይቲ ሜላታት

ሸቶኻ ብንጹር ኣብ ጽሑፍ ምቕማጥ፡ ንኣተሓሳስባኻ ብዝያዳ ይልውጦ። ናብ ተግባር እውን ይደፋፍኣካ፡ ናይ ፈጠራ ክእለትካ የነቓቕሕ፡ ዕቝር ሓይልኻ ከም ዝወጽእ ይገብር። ስራሕ ናይ ምውንዛፍ ልምዲ ኸኣ የወግደልካ። ሸቶ ንዓወት ቀንዲ ነዳዲኡ እዩ። ሸቶኻ ክብ ብዝበለን ንጹር ብዝዀነን መጠን፡ ዝያዳ ቀስቃሲ ስምዒት ይኸውን፤ ንዓወት ድማ የለዓዕለካ።