Image 1 of 1
ስዉር መርገም
€17.00
ራህዋ ቀለተ
እኩብ ዛንታታት
ኣብ መንጐ ቅንዕናን ተንኰልን፡ ፍቕርን ጽልእን፡ ሸለልትነትን ሳዕቤኑን ወዘተ ዘሎ ናይ ህይወት ውረድ ደይብ ብገለ ሸነኻቱ ዝምርምሩ፡ ኣብ ማሕበራዊ ንጥፈታትና ካብ ከጋጥሙና ዝኽእሉ ካብ ሓቂ ዘይረሓቑ ዛንታታት ዝሓቘፈት መጽሓፍ።