Image 1 of 1
ኣብ ሊብያ'የ ጠኒሰ
€17.00
ጸጋብርሃን ጎይትኦም
እዛ መጽሓፍ'ዚኣ ኣብ ሓቀኛ ፍጻመታት ዝተመርኰሱ ዛንታታት ዝሓዘት ኮይና ከም ሕብረተ-ሰብ ኣብ ከመይ ኵነታት ኣለና እተጉልሕ መጽሓፍ እያ። እዚ ፍጻመታት'ዚ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ እዩ። እንታይ ንኸውን ኣለና፧ ጠንቂ ናይዚ ኩሉ ሽግራት እንታይ ይኸውን፧ መፍትሒታቱኸ፧ ዝብሉ ሕቶታት ክንሓትት ድማ ትድርኸና።