Image 1 of 1
ከብሒ ፍልጠት (ቀዳማይ መጽሓፍ)
€17.00
ኣረፋይነ ወልደሚካኤል
ጥቕስታት፡ ምስላታትን ሓጸርቲ ኣነቓቓሕቲ ዛንታታትን
እንተድኣ ፍልጠት ጥርኑፍን እኲብን ሓበሬታ ኰይኑ፣ ልቦና ድማ ነዞም ጥርኑፋትን ዝተኣከቡን ሓበሬታታት ኣብ ግብሪ ምውዓል እዩ። ንኣብነት ብዛዕባ ጥዕና፡ ኣመጋግባን ኣካላዊ ብቕዓትን ኣዝዩ ዓሚቕ ፍልጠት ዝውንን ዓርኪ ክህልወካ ይኽእል እዩ። ፍልጠት ጥራይ ንበይኑ ግን ኣኻሊ ኣይኰነን። ነቲ ፍልጠት ናብ ልቦና ክቕይሮ ኣለዎ። ፍልጠት ማለት ዘይተመስርሐ እኲብ ሓበሬታ ማለት እዩ። ነቲ ቊራስ ፒዛ ስቕ ኢልካ ክትበልዖ ዝግባእ ኣይኰነን።