ሕሰብ'ሞ ክትህብትም

€17.00

ናፖልዮን ሂል (ትርጕም፤ ሚኪኤል ኣዳም)

ህይወት ሚልዮናት ዝለወጠት ኣዝያ ውርይቲ መጽሓፍ!

ብዘይካ እቲ ባዕልና እነቐምጦን ኣፍልጦ ዝሃብናዮን እንተዘይኰይኑ፡ ኣእምሮ ደረት የብሉን፡፡ ድኽነት ኰነ ሃብቲ፡ ካብ ሓሳብ'ዮም ዝውለዱ፡፡ ፍልጠት ብከመይ ከምትዕድግ ምፍላጥ ዓስቢ ኣለዎ። ቅድሚ ኩሉ፡ እንታይ ዓይነት ፍልጠት ከምዘድልየካን፡ ንምንታይ ዕላማ ክትጥቀመሉ ምዃንካን ወስን። እንታይ ዓይነት ፍልጠት የድልየካ፡ በቲ ዘሎካ ዕላማን፡ ክትወቕዖ ትደልዮ ሸቶን'ዩ ዝውስን።