Image 1 of 1
7 ባህርያት ዕዉታት መንእሰያት
ሲን ኮቬ (ትርጕም፤ ጎይትኦም ሳህለ)
"ዕዉት ንምዃን ኣብ ውሽጢ መስትያት ካብ እትርእዮ ናይ ገዛእ ርእስኻ ምስሊ ጀምር!"
እዛ መጽሓፍ ...
- ብዛዕባ ገዛእ-ርእስኻ ጽቡቕ ንኽስምዓካ
- ብዛዕባ ገዛእ-ርእስኻ ዘሎካ ሕማቕ ርድኢት ንኽትፍትሽ
- ካብ ወልፍታት ንኽትእለ
- ባዕልኻ ንባዕልኻ ደው ንኽትብል
- ውጽኢታውያን ዝኾኑ ውሳነታት ንኽትወስድ
- ንዝጀመርካዮ ዕዮ ብጽንዓት ናይ ምዝዛም ሓቦ ንኸተጥሪ
- ኣብ ጽንኩር እዋን ሓያል ኴንካ ንኽትርከብ
- ምስ ብጾትካ ዘሎካ ዝምድና ንኸተመሓይሽ
- ንሰባት ናይ ምስማዕ ክእለትካ ንኸተዕቢ
- ንውድቀትካ ናብ ዓወት ንምቕያር መታን ክትክእል ... ወዘተ ክትሕግዘካ'ያ!
ሲን ኮቬ (ትርጕም፤ ጎይትኦም ሳህለ)
"ዕዉት ንምዃን ኣብ ውሽጢ መስትያት ካብ እትርእዮ ናይ ገዛእ ርእስኻ ምስሊ ጀምር!"
እዛ መጽሓፍ ...
- ብዛዕባ ገዛእ-ርእስኻ ጽቡቕ ንኽስምዓካ
- ብዛዕባ ገዛእ-ርእስኻ ዘሎካ ሕማቕ ርድኢት ንኽትፍትሽ
- ካብ ወልፍታት ንኽትእለ
- ባዕልኻ ንባዕልኻ ደው ንኽትብል
- ውጽኢታውያን ዝኾኑ ውሳነታት ንኽትወስድ
- ንዝጀመርካዮ ዕዮ ብጽንዓት ናይ ምዝዛም ሓቦ ንኸተጥሪ
- ኣብ ጽንኩር እዋን ሓያል ኴንካ ንኽትርከብ
- ምስ ብጾትካ ዘሎካ ዝምድና ንኸተመሓይሽ
- ንሰባት ናይ ምስማዕ ክእለትካ ንኸተዕቢ
- ንውድቀትካ ናብ ዓወት ንምቕያር መታን ክትክእል ... ወዘተ ክትሕግዘካ'ያ!

