ገዋድ ሃጽፊ

€17.00

ኣቤል ዳዊት (ኮሜ)

እኩብ ጥቕስታትን ግጥምታትን

"ጉድ'ዩ"

መስኪናይ ምስላ፡ ምስሊ እዚ ምስልና

ዓቕሉ ጸቢብዎ ሓሚሙ ብኣና

ባዕልና ፈጢርና ከም ዘይኣምሰልናዮ

መሊስና ባዕልና ተካል ኣብሊዕናዮ።

እሱን ''ሀ'' ይብል ገለን ከም ''ሆ'' ይርዕሞ

ገሌና እቲ ዝብሎ ትኽ ብትኽ ንገጥሞ

ገለን ይርድኦ ሓሳባቱ ይጥዕሞ

ሓደን እቲ መልእኽቱ ብጸርፊ ይትርግሞ።

ጉድ'ዩ!

ገብረወልዲ የዋህ ወዲ'ቦይ የዕብዮ

ካብ ጉይይ ምውዓል ክሳድ ሓዝ 'ተልዎ

እንተስ እቲ ክሳዱ ተሰማሚዕዎ

እንተስ እቲ ብሂል ዘይተረዲእዎ

ክሳዱ ጨቢጡ ብኮፉ የዕሪብዎ።

ኣቤል ዳዊት (ኮሜ)

እኩብ ጥቕስታትን ግጥምታትን

"ጉድ'ዩ"

መስኪናይ ምስላ፡ ምስሊ እዚ ምስልና

ዓቕሉ ጸቢብዎ ሓሚሙ ብኣና

ባዕልና ፈጢርና ከም ዘይኣምሰልናዮ

መሊስና ባዕልና ተካል ኣብሊዕናዮ።

እሱን ''ሀ'' ይብል ገለን ከም ''ሆ'' ይርዕሞ

ገሌና እቲ ዝብሎ ትኽ ብትኽ ንገጥሞ

ገለን ይርድኦ ሓሳባቱ ይጥዕሞ

ሓደን እቲ መልእኽቱ ብጸርፊ ይትርግሞ።

ጉድ'ዩ!

ገብረወልዲ የዋህ ወዲ'ቦይ የዕብዮ

ካብ ጉይይ ምውዓል ክሳድ ሓዝ 'ተልዎ

እንተስ እቲ ክሳዱ ተሰማሚዕዎ

እንተስ እቲ ብሂል ዘይተረዲእዎ

ክሳዱ ጨቢጡ ብኮፉ የዕሪብዎ።