Image 1 of 1
ንቕድሚት ምውዳቕ
€22.00
ደራሲ፤ ጆን ሲ. ማክስዌል (ትርጕም፤ ጎይትኦም ሳህለ)
ውድቀት፡ መንጠሪ-ባይታ ናብ ዓወት!
ነፍስ-ወከፍና ምርጫ ኣሎና። ብዝኾነ ይዅን መልክዕ ከይተጋገና (ከይወደቕና) ምሉእ ህይወትና ምድቃስ? ወይስ ነቒሕና ነዚ ሓቂ'ዚ ምርዳእ? "ውድቀት ማለት ንዓወትና እንኸፍሎ ዋጋ እዩ።" ነዚ ሓድሽ ናይ ውድቀት መግለጺ ምስ ተረዳእና፡ ነጻ ኴንና ንቕድሚት ምጕዓዝን ንቕድሚት ምውዳቕን ክንጅምር ኢና።