Image 1 of 1
እቲ እምባ ኣነ እየ
€17.00
ብርያና ዊስት (ትርጕም፤ ኢንጅ. ቶማስ በርሀ)
እዛ መጽሓፍ ብዛዕባ ነብሰ-ሽርሒ እያ። ስለምንታይ ንገብሮ፡ መኣስ ንገብሮ፡ ብኸመይከ ነቋርጾ - ንሓዋሩ።
ንዘመናት፡ እምባ፡ ነቶም እንገጥሞም ዓበይቲ ብድሆታት፡ ብፍላይ ከኣ እቶም ብፍጹም ዘይሕለፉ ዝመስሉ፡ ንምግላጽ እንጥቀመሉ ተምሳሌት ኮይኑ ጸኒሑ እዩ። ንእምባታትና ክንሓዅሮ እንተ ዄንና ንቝስልና ዅዒትና ኸነውጽኦ፡ ተጻዋርነት ክንሃንጽን ብኸመይ ኣብቲ ምሕኳር ከም እንርከብ ከነተዓራርን ኣሎና።
ኣብ መወዳእታ ነቲ እምባ ዘይኮንና ንገዛእ-ርእስና ኢና ንመልኽ።