Image 1 of 1
ደማዊ ዘመን
€17.00
ተስፋዬ ገብርኣብ (ትርጕም፤ ሰሎሞን በርሀ)
ኣብ ዝሓለፈ መዋእላት፡ ኣብ ምድሪ ናይ ሎሚ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝነበሩ ሰባት ኣዝዩ ጽንኩር ዘመናት ኣሕሊፎም እዮም። ደማዊ ውግኣት ከአንግዱ ተገዲዶም። እናተመርሑ ኮነ እናመርሑ ተዋጊኦም ስዒሮም ወይ ድማ ተሳዒሮም እዮም። ካብ ስግር ባሕሪ ምስ ዝመጽኡ ጸላእቲ ጥራይ ዘይኮነ እንተላይ ንሓድሕዶም። ህዝብታት ናይዚ ከባቢ ክንዲ'ቲ ብዕላማ ተሰማሚዖም ኢድ ንኢድ ተተሓሒዞም ዝተጓናጸፉዎ ዓወት፡ ብዕላማ ተፈላልዮም፡ ብሓሳብ ተረሓሒቖም ንሓድሕዶም ዝተሃናኸትዎ ፍጻመታት ብዙሕ እዩ።