ባሕሪ ምስ ሰገርኪ

€17.00

ጽገሬዳ ተኽለኣብ

ዛንታ ብፍቕሪ ዝተሰብረ ልቢ፡ ጎፍታ ፍቕሪ፡ ሕቶ ህላወ ዳግማይ ሓቐኛ ፍቕርን፣ ስደት ሓሳባቱ፡ ጉዕዞኡ፡ ሳዕቤናቱን ዘይሃስ ልቢ ኣአላፋት ዘድመየ ትራጀዲኡን። ርጉጽ መልሲ ዘይተረኸቦም ሕቶታት ብተባዕ ተግባራዊ ዳህሳስ፡ ሓያል ፈተና ሓሊፎም ዝተበጽሑ ሓቅታት።