ኣይተመኽኒ

€17.00

ብራያን ትረይሲ (ትርጕም፤ ኣረፋይነ ወልደሚካኤል)

ስለምንታይ'ዮም ገለ ሰባት ዝያዳ ካልኦት ዕዉታት ዝኾኑ፧ ስለምንታይ ገለ ሰባትከ ሕልፊ ካልኦት ዝያዳ ገንዘብ የኻዕብቱ፧ ገሌና ከኣ ነዛ መዓልታዊ እንምገባ ዝኸውን ወይ ዘግዝእ ገንዘብ'ኳ ኣይንረክብን፧ ስለምንታይ ገሊኦም ሰባት ሕጉስ ህይወት የሕልፉ፧ ስለምንታይ'ዮም ገሊኦም ሰባት ማዕረ ዓመታት እናነበሩ ዝያዳ'ቶም ዝበዝሑ ዓወታት ዝጓናጸፉ፧ ሓቀኛ ምስጢር ዓወትከ እንታይ እዩ፧ ድምር ኩሉ እንገብሮ ነገራት ሕጉስ ህይወት ንምሕላፍ ምዃኑ ግሪኻዊ ፈላስፋ ኣሪስቶትል ይገልጽ። ነዚ ኹሉ ክንሓቶ ዝጸናሕና ዝምልስ እምበኣር፡ ነብሰ-ግትኣት እዩ።