Image 1 of 1
30 መዓልትታት
€22.00
ማርክ ሬክላዉ (ትርጕም፤ ጎይትኦም ሳህለ)
ልምድታትካ ብምልዋጥ ህይወትካ ለውጥ
ኣመለኻኽታኻ፡ ንሓጐስካ ኣዝዩ ወሳኒ ነገር እዩ። ኣመለኻኽታኻ፡ ኣዝዩ ብዘገርም ኵነት፡ ንነገራት ዘሎካ ኣጠማምታን ንነገራት እተአንግደሎም መንገዲን ናይ ምቕያር ሓይሊ ኣሎዎ። ንሕግታት እቲ ጸወታ ክትቅበል እንተ ኽኢልካ፡ ኣብ ህይወትካ ብዙሕ ሽግር ኣይከጋጥመካን እዩ። ህይወት እተሰርሐት፣ ካብ ሰሓቕን ንብዓትን፡ ካብ ብርሃንን ጸልማትን እያ። ንሕማቕ ኣጋጣሚታት ዘሎካ ኣጠማምታ ብምቕያር፡ ነዞም ኣጋጣሚታት ክትቅበል ኣሎካ። ኣብ ህይወትካ ዝኽሰት ነገር ኵሉ ብድሆን ጽቡቕ ዕድልን ክኸውን ይኽእል'ዩ።