ጆርጅ ኦርወል (ትርጕም፤ ኣዳም ደሳለ)
ኣብ ዓለምና፡ ምልኪ ኽለዓል ከሎ ወትሩ እትለዓል መጽሓፍ ብጆርጅ ኦርወል ዝተጻሕፈት "1984" እያ። እዛ መጽሓፍ’ዚኣ ኣብ መጻኢ፡ ምልካውያን ስርዓታት ንኸስፋሕፍሑ እንተ ፈቒድናሎም ንዘጋጥመና ሽግራት ብብሉጽ ስነ-ጥበባውን ስነ-ፍልጠታውን መገዲ ተርእየና። ንፍጹም ምልኪ ብቕሉዕ መገዲ ስለ ተቕርቦ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ከይትሽየጥን ከይትትርጐምን ተኣጊዳ ትርከብ፣ ሒዞማ ዝተረኽቡ ድማ ኣደዳ ማእሰርትን ስቓይን ኮይኖም እዮም።