ሮማን
ሓጎስ ወልደገብርኤል (ሱዚኒኖ)
ናይ ነዊሕ እዋን ኣብ መዝገበይ ዝነበሩ ሓቀኛ ዛንታታት፡ ምስ ገለ ናይ ሓሳብ ትንተናታት፡ ግጥምታትን ምስላታትን።
ሮማን፡ ብሰባት ኣመና ዝፍቶ ተኽሊ ኮይኑ፡ ብጽባቐኡን ተባሃግነቱን ኣብ መንፈሳውን ዓለማውን መጽሓፍቲ ከም ናይ ሰናይ ኣብነት ወይ መግለጺ ጽቡቕ ነገር ኮይኑ ዝጥቀስ እዩ። ቀይሕ ፍረ ዜህብ ቀይሕ ዕምባባ’ውን ዝወነነ ኣዝዩ ተባሃጊ ድማ እዩ። ቀይሕ ዕምባባ ንክቡር ሰብ እትህቦ መግለጺ ጽቡቕ መዘከርታ ዝኾነ ህያብ እዩ’ሞ፡ ጽሑፋተይ ኣብ ሓቀኛ ዛንታ ዝተሞርኮሱ ብምዃኖም፡ ንኣንበብታ ክብርቲ ናይ መዘከርታ ህያብ ክትኮነለይ ኢለ’የ ሮማን ክብል ዝሰመኽዋ።
-
ዓመተ-ሕትመት፤ 2026 (ቀዳማይ ሕታም፤ 2021)
ብዝሒ ገጻት፤ 218
ዓቐን፤ 14.8 ሰሜ x 21 ሰሜ
